ትምህርቲ ቋንቋ ጀርመን

ምሳና ምስ ወለንተኛታት ቋንቋ ጀርመን ክትመሃሩን ክትለማመዱን ትኽእሉ ኢኹም። ካብ A1 ክሳብ B1 ዝተፈላለዩ ኮርሳት ኣለዉና። እዚኦም ወግዓዊ ኮርሳት ምስ ፈተናን ምስክር ወረቐትን ኣይኮኑን። ኩሉ ሰብ ክሳተፍ ይኽእል እዩ። ካብ BAMF ፍቓድ ኣየድልየካን’ዩ። ንኣሽቱ ቆልዑ እውን ከተምጽኡ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብዚ ተወሳኺ ኮርሳት ቋንቋ ጀርመን ኣብዚ ከባቢ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ ከተማ ፒርና ነጻ ቦታ እንተዘይሃልዩ ኣብ ድሬስደን እውን ዝዓበየ ምርጫ ኣሎ።

ቋንቋ ጀርመን ባዕልኻ ብኢንተርነትን ብኣፕን ተለማመድ ንጀመርቲ: App Ankommen ወይ Deutschtrainer ወይ ድማ እቲ ናይ ዓበይቲ ትምህርቲ ማእከል ኣፕ “Einstieg Deutsch” ኣብ GoogleAppleን ብኢንተርነት ምስ Goethe Institute ካብ A1 ክሳብ C1 ብኢንተርነት ምስ Deutsche Welle ካብ A1 ክሳብ C 1 ብኢንተርነት ክትመሃር ትኽእል እዋናዊ ዜና ብቐሊል

ጀርመን ኣብ Instagram, TikTokን Facebookን እውን ብዙሓት ቻነላት ቋንቋ ጀርመን ንምምሃር ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም! “Learn Deutsch” ኢልካ ጥራይ ድለ።

ናይ ሕጂ ኮርሳትና (ካብ ጥሪ 2025) :

  • ሰሉስ 10:00 – 12:00 ናይ ጀርመን ኮርስ A1 ኣብ Sonnenfeld, Straße der Jugend 2 01706 Pirna
  • ሰሉስ 13:00 – 14:30 ናይ ጀርመን ኮርስ B1 ኣብ IBZ, Lange Straße 38a 01706 Pirna
  • ሰሉስ 16:00 – 18:00 Sprach Cafe´(ልምምድ ምዝራብ) ኣብ Sonnenfeld, Straße der Jugend 2 01706 Pirna
  • ሓሙስ 10:00 – 12:00 ናይ ጀርመን ኮርስ A2 ኣብ IBZ, Lange Straße 38a 01706